ሓበሬ

ሰፊሕ ኣስተምህሮታት መኸተ ኣብ ከተማታት ኖርወይን ሽወደንን

OSLO, STAVANGER, GÖTEBORG, STOCKHOLM

ፕሮፈሶር ጊደዎን ኣባይ ኣስመሮም

“ዘየባትኽ ስሙር መኸተና፡ ኣንጉE ቅሱን ህላዌና” “ድልዱል ኤርትራዊ መንነትን ኣብነታዊ ግድU ኣብ ስኒትን ራህዋን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ” “ስግኣታት ናይ ጽቡቕ ሕማቕ ኣብነት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ”

ፕሮፈሶር Eምባየ ኣስመሮም ፈረው

“Eደና ኣብ ኤርትራ፡ Eድላትን ብድሆታትን”

ከተማ Eለት ቦታ ግዜ
Oስሎ/Olso ቀዳም 13 ታሕሳስ/December Trikkestallen (Storesal) Address: Torshovgata 33 14:30
ስታቫንገር/Stavanger ሰንበት 14 Kjelleren i Kult.kaféen 15:00
Rogaland ታሕሳስ/December
ዮተቦሪ/Göteborg ቀዳም 20 ታሕሳስ/December Backa Folketshus Hissingsbacka 14:00-19:00
ስቶክሆልም/Stockholm ሰንበት 21 ታሕሳስ/December Husby Träff, Husby 14:00-19:00

ዓወት ንሓፋሽ! ሽማግለታት መኸተ