Hiwinnet.com

LOGO
WELCOME
ABOUT@ HIWINNET
H I W I N N E T @ UK
HIWINNET@ SPORT
COMMUNICATION
NETWORKING / AUDIO / VISSUAL
Events
L I N K S
R A D I O @ HIWINNET
Mers.jpg
Mers.jpg

Horizontal Divider 27

Mers.jpg
Mers.jpg
o.jpg

logo.jpg

ማዕቀብ እንተዘየሰዊድና አይከድክመናን እዩ !!!

By Fissh


LIBERTY

አረ እንታይ'ዩ አበሳና --- እንታይ'ዩ 'ቲ በደልና
ርእስና ከነቕንዕ --- ትኽ ክንብል እንተበልና
ነብስና ኽንክእል ---- ሓርኮትኮት እንተመረጽና
ጾር ከይንኾኖም ----- ሓይልና እንተዋደድና
ካን ባህ ምባል አብዩዎም --- ምፍሓርና ምኹዓትና

ነብሰይ ክኽእል ምባል --- ሓጥያት ኮይኑ ገበን
ዘቕጽዕ ዘምበርክኽ ---- ክብረትካ ዘድንን
ዘሕፍር ዘሕንኽ ----- ሰብነትካ ዝፈታተን

አምሰሉ መጋበእያ --- ተኺሎም አቃኒዖም
ብሓሶት ጠምጢሞም --- ብሸርሒ ቀሚሞም
ጸሊም አጻዕድዮም ---- ጻዕዳ አጸሊሞም
ከግብእ ከውሕስ ----- ዘይብሉ ሸፋፊኖም

አእጋርና ክምቁሑ ---- አእዳውና ክአስሩ
ትንፋስና ከሕጽሩ ---- መንገብገብና ክሰባብሩ
መንኮርኮር ምዕባለና --- ክሕንኩሉ ክሓናኽሩ
ዶብ ስኢኑ ትዕቢቶም --- ምስ ፈጣሪ ክወዳደሩ
ዶብ ስኢኑ ትዕቢቶም --- ምስ ፈጣሪ ክወዳደሩ

አቱም ሰባት ---- ሓደ ዶ አይኮንን ምስልና
ብአርአያ ስላሴ ---- ማዕረ 'ተፈጠርና
ነብሶም ነአኢዶም --- ደቅ ዓይኒ ምዓር ዝኾኑልና
ባህ ክብሎም ---- ከልዕሉ ክሰቕሉና
ባህ ከይብሎም ---- ከውድቑ ክረግጹና
እዛ ዓለም ---- ማዕረ ከምዘይትብጽሓና

ወረ መን'ዩ ---- እቲ ካባ ግርማ ዘልበሶም
ቆጽሊ አውዲቑ ---- በትረ ስልጣን ዘጨበጦም
ባይቶ አኻኺቡ ----- ዳኑዩና ዝበሎም
አይክአልናን ሃየ --- ኢሉ ዝሰመዮም

ባዕላቶም አርቀቕቲ -- ባዕላቶምሓገግቲ
ባዕላቶም ከሰስቲ --- ባዕላቶም ፈረድቲ
ባዕላቶም አሰርቲ --- ባዕላቶም ሰቐልቲ
እሞ'ዚ ኹሉ ጉድ -- አብ መሬት አብ ርስቲ
እሞ'ዚ ኹሉ ጉድ -- አብ መሬት አብ ርስቲ

የግዳስ ከነዘኻክሮም -- ዝረስዕዎ እንተለዎም
ማዕቀብ ይበልዎ --- እገዳ ደስ ከምዝበሎም
ዝጸንሐ 'ዩ ካብ ጥንቲ --- ውርሻ አቦሓጎታቶም
ሓድሽ እኳ አየብሉ -- እንተርፊ ባርክ ኦባማታቶም
ሓድሽ እኳ አይብሉ -- እንተርፊ ባርክ ኦባማታቶም

የዋእኪ አፍሪቃ -- ሓንቲ ዓይኒ ረኺብኪ
አብ መውአለ መውአላት -- ለዋህ ጓሳ ረኺብኪ
ኤርትራ ዝብልዋ --- መድሃኒት ወሊድኪ
ካብ ሕሰም መከራ -- ካብ ቅትለት ከተናግፈኪ

እንተኾነ 'ቶም ስሱዓት --- ዝለመዱ ማአድኺ ከምአዶም
ድልዋት አይኮኑን ቁሩባት --- ክእክቡ የእዳዎም
እንሆ ውላድኪ ሓርዮም --- አምቢሮሞ አብ ዝፋኖም
ኩሉ 'ቲ ስራሕ ሰይጣን --- ክፍጽም ኮይኑ አብ ክንድኦም
ኩሉ 'ቲ ስራሕ ሰይጣን --- ክፍጽም ኮይኑ አብ ክንድኦም

ሄ..ሄ.. ካብ ጸባታት ዘይተረኽበስ -- ካብ ማይ ጨባታት
ካብ ፎስተረ ዳላሳት ዘይተረኽበስ -- ካብ ባርክ ኦባማታት

እቲ ጸይቆም እቲ እከዮም --- ከም ቀደሙ አብ ቦትኡ አሎ
እቲ ጽንዓትናን መኸተናን -- 'ውን ከምኡ አብ ቦትኡ አሎ
መሊሱ እኳ ድአ --- የሰውደናን የዕንትረናን አሎ !!!


አምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ

 

ልሳን ናጽነት


ሕያው እየ!...እርኢ እሰምዕ። እሽትት አስተማቕር። እድህስስ እጭብጥ፣ ህያው ስለ ዝኾንኩ፣

ህያውነተይ ግን ብኣኹም’ዩ ኪኸውን። ምእንታኹም ህያው ኮይኑ ዝነብር። ስለ ዝተኸፍለኒ ክቡር ዋጋ!...

ህያው ኢየ!.. ኣስቲኹሙኒ ዝረዊ ዝጥጥዕ። ክሊእኩምኒ ዝቕምስል ዝነቅጽ፣ ከም ተኽሊ ኦም’የ!...ምክንኻን ዘድልየኒ። ከጉላዕልዕ ክጽልል፣ ተኽለ ወይኒ’የ!...ተኸናኺንኩምኒ ፍረ ዝህብ። ሓሪምኩምኒ ቀምሲለ ነቒጸ ዝረግፍ፣ ዅለንትናይ ህያው ዝለብሰ፣

ዘክሩኒ!... ዋጋኹም’የ፣ ዋጋ ዓጽመ-ደምኩም፣ ዋጋ እቶም ብሉጻት ድቅኹም ብጾትኩም፣ መንዶ ኣሎ’ዩ ስለይ ዘይከፈለ።…ኣሕዋቱ ኣሓቱ፣ መቕርቡ ናይ ስጋ ሓረጉ!...ሞባእኪ ዘይበለ፣

ዘክሩኒ!...እናዘከርኩም። ነተን ናይ ስቓይን መከራን ዓመታት። ጽላሎትኩም ዝፈራህኩምሉ ግዝያት። ተደቢርኩም ዝጸለኹምለን መዓልታት ሓንትስ ወጊሓ ንስኺ ተረኸቢ’ምበር ዝበልኩምለን ለይትታት ዘክሩወን፣

ዘክሩወን!...ምስ ሓለፈ ሓሊፈን ተባሂለን ከይርስዓ፣ ዝኽሪ ኣለወን፣ ጣዕመይን መቐረተይን ዘምዝና፣ ኣብ ልቢ። ኣብ ኣእምሮ ነፍሲ ወከፍ ኪሃሳ ዘይግብአን። ንሰንውን ህያው ይኹና፣ ኣብኣተን እንተላ ኢዩ ክብርታት ናተይ፣ ድነ ሞት ገደል መስገደል። ኩሉቲ ዝተሓልፈ ዝተሰግረ፣ ንኹሉ ቍሊሕ በሉዎ፣ ድምር ናተይ’ዩ፣ ዘልኣለም ዝስነድ። ንስመይን ክብረይን ዝጕልሕ። ናጽነት ኪኸውን ዝብቃዓኒ ንሱ’ዩ፣ ኣሕሊፈ ሓለፋ ኩሉ ኪኸውን ዝኽኣለኒ፣ ዘክሩዎ!...

አረ ዘክሩዎ!...ዝወፈረ ከይተመልሰ። ብዝኸዶ ዝሓቐቐሉ ግዜ። ብስልኪ ተሓኒቖም ዝተደርበይሉ እዋን!...ኣይተበኽየን ድዩ ሽዑ። ጸጉሪ ርእሲ ኣይተነጽየን። ሬሳ ምርካብ ዘይከኣለሉ ዝነበር ወቕቲ። ትማሊዶ ኸይኮነ። ነገዛእ ርእስኻ ዘይትኣምነላ ህሞት ነዛ ምንባር ዘይትመርጸላ ሰዕት። ኣይነበረትን ድያ። ኣበይ ድዩ መዘክሩ እቲ ሕሉፍ ትራጀዲ። ምስ ናይ ሕጂ ጣዕምኹምባ ኣቛድስዎ፣ ሽዑ’ዩ መቐረት ዘለዎ፣ ንሱ’ዩ መኣዛታቱ፣ ኣጕስዕኹም ከኣ ንመርሃዊ ተመስገን በሉዎ!...

ዘክሩኒ!...ዘክሩዎ!... ኣብቲ ጸሓይ ንርእሲ መንጸረሮ። ኣብ ጸልማት ከውታ ለይቲ። ኣብቲ ጉዕዞ ናይ ኣብራኽ ወለልታ። ኣብቲ ረመጽ ሃልሃልታ፣ ስለይ’ዶ ኸይኮነ ዝኽርተት ህይወት። ስለይ’ዶ ኸይኮነ እዛ ኩላ በጽሒ ዝተበጀወት። መንከ ኣሎ’ዩ ዘይተዓጠቐ። ልዕሊ’ቲ ንስክላ ዝወጸ’ዶ ኸይኮነ ፈቐድኡ ዝወደቐ፣

ዘክሩዎ!... እንተ ዘኪርኩምኒ’ዩ ኩልንትናይ ዝስውድ፣ እንተ ዘኪርኩምኒ’ዩ ዉሉድ ንወለዶ ንትውልዲ፣ ኣብኡ’ዩ ኩሉ ክብርታተይ። ናይ ዘልኣለም፣

ዘክሩዎ!...ንጣብ ማይ ኣብ መኽደን ብራሾ። ስጋይ ስጋኺ ዝበልኩምላ። ሓሬት ማይ ዝሰተኹምላ ሩባ። ከብድኹም ብጥልቁዑ። ዝባንኩም ብዕሩቑ። ኣብ ቁሪ ኣስሓይታ። ምስ ንፋስ ሽው-ሽውታ። ኣብ ነናሻዕ ዒግ ዚብል ዶሮና። ኣብ ቁልቁለት። ኣብቲ ሰማይ ዘንቃዕርር ጎቦታት። ኣብ ኣጻድፍ ሂው ዝበለ ገደል። ኣበይ’ሞ ዘይተኸደ። መዕስ መዓልቲ ለይቲ’ዩ ኸ ዝተዓረፈ፣

ዘክሩዎ!..

 

ዘክሩዎ!...ነናሻዕ ምልስ ኢልኩም፣ ጸዊኻ ዘይውዳእ፣ ጸዊኻዮ መመሊሱ ዝሕደስ። ንዑኡ ዘክሩዎ! ሓይሊ ኣለዎ ዚድርኽ። መንፈስ’ዩ ዝቕየስ ዝንቀሳቐስ፣ መሎኮት’ዩ ፍቕሪ ዘንግስ፣ ንሓድሕድ ዘለጋግስ፣ ናብኡ ኣምርሑዎ መኣዝንኩም። ዕብየተይ ክስስን፣ መልእኽተኛ’የ ኣነ’ውን ንዝቐሰነ ዘቕስን፣

እወ!...ኣዒንተይ ይርእያ ኣለዋ ጽቡቕን ሰናይን። ወግሐ-ጸብሐ ንተስፋታተይ ዘዕቢ፣ እርእዮም ኣሎኹ ነቶም ብኹለንተናይ ክህነጽ ዝጽዕሩ። ኣብ ምዕባለ ዓለም ክስራዕ ክወዳደር ዝኽልኑ፣ እቐስን ኣሎኹ ብኣታቶም። ሕድሪ ካብ ዝባኖም ዘይውረዱ፣ መብጽዓ ኣትዮም ብመብጽዓኦም ዝነብሩ፣ ሕጅውን እምነተይ ኣብኦም’ዩ፣

እንተኾነ!... እርኢ ኣሎኹ እሰምዕ። መከራ ከም ዘየሕለፉ ብንእሽቶ ነገር ዘምርሩ፣ ኣብ ክንዲ ስራሕ ዘረባ ዘቐድሙ፣ ዘይተገብረልና ኣናበሉ ዘስተማስሉ፣ ንዝተሰርሐ ኢንታታት ከውጽኡ ዝውዕሉ። ብልጽግናን ራህዋን ያኢ ብሓንቲ ለይቲ ዝውለዳ እናመሰሎም። ኣብ ሕል፣ ሕልምታት ዝእመንቶም። ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ርሻን ኪሰርሑ ምዓሎም፣

እርኢ!... ኣሎኹ ላዕልን ታሕትን ምባል፣ ከይረሃጹ ገንዘብ ንምኽዕባት። ናይ ትማል ከይዘከሩ ዝሓለፈ መዓት። ስስዕቲ ዝገዝኦም ውልቀ-ሰባት። ውሽጦም ጓንጓ ግዳሞም ዉርዙያት። እርእዮም ኣሎኹ ሃነፍ-ነፍ ክብሉ። በቋራጭ ሓሊፎም ሰማይ ክስቀሉ ወረጦይ ክሳብ ዚፈልጡ፣

እሰምዕ ኣሎኹ ነገር ጓል-ነገር፣ ዉሉድ ንዉሉዱ። ሓው ንሓዉ ንሓድሕዱ። ሰሚዔዩ ጥልመቶም። ኣንቢበዮ ፋይል ናይ ክሕደቶም። ተመልኪተዮ ጉዕዞኦም፣ ስለዚ ተኣለዩ በሉዎም መገድኹም ሓዙ!...

ጨረርታ ጸሓይ ሓያል’ዩ መዘዙ!...

ናጽነት

ብኣስመሮም ሃብተማርያም

24 ግንቦት 1998

Horizontal Divider 27

home.jpg

ገደናና ሓደ !!!

eTi ገደናና ሓደ
ባህጊ ልብና ሓደ... See More
Nwerdo / ደቂ ሩባ ሓደ...

ዓማጺና ምስተፈርደ
ደበናና ምስበነነ
እንታይ እዩ ህዝበይ‘ቲ ናትካ ግደ?

ቀርኒ ጸላኢ ክስላዕ
ዓለባ ሕሰም ክትርባዕ
መኣዲ ሰላም ክስራዕ
ተመዓራረ ተሰራዕ
ተረአአ aeiT‘ተገዳዳዕ
ተሻሞ ህዝበይ ብሓንሳብ ምናዕ !

ከይንኸውን ሽሻይ ጓና
ንዓይ ንዓይ እንከይበልና
ምፍልላይ ወጊድ ኢልና
ዋልታ ሓድነት ገቲርና

ዝወደቐ ንኽንተክል
ዝነቐጸ ንኽጠልል

ከይንኸውን ዓዲ ውዑል
ብዘይሕወ ንወላወል

መሳርዕና ክበታትን
ሓዊ ኽመልስ ዝፍትን

ኣብኣ ትደዮ ሕደጎ
ቅልጽም ኩልና ትድሃኮ

ዝወደቐ ንኽንተክል
ዝነቐጸ ንኽጠልል
ከይንኸውን ዓዲ ውዑል
ብዘይ ሕወ ንወላወል...(2)

ዓወት ንሓፋሽ !!!

ኤርትራ ማዕቀብን እገዳን ንዓለምና ንኸተልዕሎ ትልመን ኣላ = ኣይበልናንዶ !!!

Horizontal Divider 27


Find more music like this on ~ ERITREA HADNETNA ~

Afbeelding.jpg

Junior Jigna B. I . G. for ERITREA...9 as 1 !!!

Doctors can save Eritrean lives,...Construction people can make buildings.... scientists can pump up  minerals, they can tell us HIV is bad for us...these chemicals Bla blab....

                                                                                                       

 Oh yes...I like Eritrea !!!!

 

Now especially young people here you really got to Focus on Eritrea's future...don't just think you're here to hang out. Something really important !!!

You have a long life left.....

OK !!!

You could do...a big.... and I don't think lower case b. i. G. But big.....B.I.G.

 

Let's remember that......it should touch your heart!!!

Just..to give life for country.... Even if I went to heaven it is difficult...  I want to live life....!!!
But they picked ........
I am not saying their decision was wrong and/or right, but mostly right cos..one day...it feels...They really loved this country..not just  ordinary like human or   ordinary Love of a country....but... I don't know!!!

 

Don't forget...Even if we have nine ethnic groups....we are always as one!!!

 

 

 

David

VIVA HDRI....VIVA moKsi...

 

 

Helen

Little Dawit, is such a bright child that i've ever met! I absolutely loved him, especially after i got the chance to talk to him at our lunch table he totally numbed all of us. BIG up's to his parents for raising such a child. Dawit i'm so proud of you i definitely see a bright future ahead of you!!!

 

 

Hadnet said "Bravo Dawit, we are very proud of you!!!!"

 

 

Jona

The green thing he is holding on his hand is a B.I.G. bracelet that read "Pride of Eritrea [Haben ere in tig.]" and he had to wrap it twice to fit on his fingers...He is amazingly a pride of ERITREA.
What a wanderfull parents he must have and of course meeting his dad was also a heart touching expreince of Btsayinet where he single handedly raised so much funds to support the projects organised in aynifelale pal talk room.

Bravo Dad and Junior!!!!

 

 

What a young Eritrean boy with a very matured attitude. He is just a classic/typical example of what the nation of ERITREA is(a very young country/nation with matured attitude).
IT TAKES A GUT TO BE ERITREAN!
As BELIEVING IN YOURSELF & SELF-RELIANCE. Fan from Ertra

 

Yes... "That boy is a lad from the top drawer. What a lovely boy and mature for his age. He's set a standard for the young and old. No wonder many shed blood and tears for the future generation and that little lad can inspire, not only, his peers, but also, teenagers, the youth and even the middle agers.
We were always wondering where we gonna get... Read more that extra gear from......No more wondering about, bitsot....we' ve got that extra gear. It's down to harnessing that sort of energy and enthusiasm. Endiamo teray heji!!!" Aloola

 

 

Melat

This kid had me in awe !! the entire time . i got a pic with him 2 ;)

 

Tedros

Lomi kem tmali hager seb alewa kbra zkeleKel.... zHlwa!

Eritreas bright future in action! 

regards...

Wetru Awet nHafash

 

 

Saba

oh wow, thanks .. this is such a great clip .... this little kid defenitly is the future

:-)

 

Mekonen

wow..great!

 

Eyob

thanks  for sharing..I have been looking for this video!

 

 

 

 

 

 

Bookmark and Share

What makes us ERITREANS proud...